11.9 C
London
Sunday, November 2, 2025
spot_img

General News

መንግስቲ ሶማል፡ ኣመሪካ ባዕላ እተመሓድሮ ወደባትን መዓስከርን ከምትእህባ ኣፍሊጡ!

ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ መሓመድ፡ ናብ ኣመሪካዊ መዘንኡ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣመሪካ፡ ንኣልሸባብን ኣኽረርቲ ዕጡቓትን ንምምካት ዝሕግዛ፡ ምሉእ ብምሉእ ባዕላ እተመሓድሮም ከም ባሊዶግሉን በርበራን ቦሳሶን ዝኣመሰሉ ወደባትን ወተሃደራዊ መዓስከራትን ክትህባ ቅርብቲ ምዃና ዘረድእ ደብዳበ ከምዝለኣኸ ሮይቶርስ ጸብጺቡ።እቲ እማመ ሶማልያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተሳትፎ ኣመሪካ ንምሕያል ዘለዋ ዕላማ ዘጉልሕ ኮይኑ፡ ኣብቲ ከባቢ ዝቀናቐንኣ ሃገራት ሕልመን ዝገትእ መደብ እዩ።ኣሜሪካ ኣብ ሶማልያን ጎረባብታን ዝካየድ ዘሎ ቀጻሊ ጸጥታዊ ብድሆታት ንምርግጋእ ወተሃደራዊ ህላወኣን ሎጂስቲክስ ዓቕማን ንምድልዳል ድሌት ከምዘለዋ ክግለጽ ጸኒሑ እዩ።ይኹን እምበር እቲ ብፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ መሓመድ ናብ ትራምፕ ዝተላእከ ደብዳበ ኣብታ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንምርካብ ጽዑቕ ዲፕሎማሲያዊ ቃልሲ እተካይድ ዘላ ንልዕሊ 30 ዓመት ከም ናጻ...

Regional News

ህዝቢ ትግራይ ግዝያዊ ፕረሲደንት ክመርጽ ዘኽእል ዕድላትን መሳለጥያን ኣለዎ ድዩ?

ኣቢይ ኣሕመድ ህዝቢ ትግራይ ንዓመት ዘገልግል ግዝያዊ ፕረዚደንት ትግራይ ዝኸውን ክረቁሕ ምርቋሕ ብትግርኛ ኣብ ኤክስ መልእኽቲ ድሕሪ ምምሕልላፉ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ይስማዕ ኣሎ።ህዝቢ ትግራይ ብዝተማልአ...

Article

ጀነራል ተፈራ ማሞ፡ ምስ ኤርትራ ርክብ ከምዝገብር ገሊጹ!

ኣባል ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣዛዚ ፍሉይ ሓይልታትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝነበረ ጀነራል ተፈራ ማሞ፡ ሓይልታት ፋኖ ምስ ኤርትራ ይኹን ምስ ሓይልታት ትግራይ ዝኾነ ርክብ ከምዘይነበሮም...

Political Analysis

spot_img

Prinsors of Conscience

spot_img

Most Popular

Interview

‘It was almost a relief when someone died’: former prisoners on the torture and terror of Eritrea’s secret prisons – The Guardian

Those who have escaped one of the world’s most repressive states give a rare glimpse into their horrific ordeal in the country’s vast gulag...

Eritrea admits presence in Ethiopia’s Tigray, tells U.N. withdrawing

NEW YORK, April 16 (Reuters) - Eritrea told the United Nations Security Council on Friday that it has agreed to start withdrawing its troops...

Must Read