- ቅዋም ኤርትራ ብቅዋማዊ ባይቶ ብ23 ግንቦት 1997 ዝጸደቐ
- الدستور إريتريا تم التصديق عليه من قبل الجمعية التأسيسية بتاريخ 23 مايو 1997
- The Constitution Of Eritrea Ratified by the Constituent Assembly, On May 23, 1997

The Constitution OF Eritrea
መቕድም
ንሕና፤ እዞም ብናይ ሓባር ቃልሲ ንመሰልናን ሓደ መጻኢናን ስሙር ሃገር ዝኾንና ህዝቢ ኤርትራ፤ ኣብቲ ንነዊሕን ዝናዊ ታሪኽ ዝተሰርሓሉን ሓርነታዊ ሰውራ፤ ምእንቲ ናጽነትናን መሰልናን ህይወቶም ንዝበጀዉ ዓሰርተታት ኣሽሓት ጀጋኑ ሰማእታትናን፤ ንጽንዓት ኩሎም ሓርበኛታት ኤርትራውያንን እናምጎስናን፤ ኣብቲ ዘውረሱና ናይ ሓድነትን ፍትሕን ተሪር ምድሪ ረጊጽናን፤
PREAMBLE
We the people of Eritrea, united in a common struggle for our rights
and common destiny: