On September 2001, the Eritrean government arrested journalists, government officials, and military leaders, as well as banned independent media, after they released an open letter seeking reforms. For the past 24 years, days have turned into months, months into years, and now years into decades of unending anguish for those detainees, their families, and loved ones.


ወጻኢ ጉዳይ ሚንስተር
ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ)
ሃይለ ድሩዕ፡ ካብ ኣቦኡ ኣቶ ወልደትንሳኤ ዑቕቡን ወላዲቱ ወይዘሮ ጽገሬዳ ሃይሉን ብ1946

ሚንስተር ዜና
በራኺ ገብረስላሰ
በራኺ ካብ ኣቦኡ ኣቶ ገብረስላሰ ጊላማርያምን ወላዲቱ ወይዘሮ መተመትን ኣብ ትውልዲ ዓዱ

ዞባዊ ምምሕዳር ሚንስተር
ማሕሙድ ኣሕመድ ሸሪፎ
ማሕሙድ ኣሕመድ ሸሪፎ ብ1948 ኣብ ኣስመራ ተወልደ። ኣብ ቍልዕነቱ ወለዱ ስለዝሞቱዎ፡ ምስ

ኣስቴር ፍስሓጽየን ሰሎሞን
ኣስቴር ፍስሃጽዮን፡ ካብ ርዅባት ስድራቤት ኣቶ ፍስሓጽየን ሰሎሞንን ወይዘሮ ደመቀሽ ንግሩን ብ1951

ጴጥሮስ ሰሎሞን
ጴጥሮስ ሰሎሞን፡ ካብ ርዅባት ወለዱ፡ ፊተውራሪ ሰሎሞን ተኽሉን ወይዘሮ ምሕረት ገብረሚካኤልን ብ1951

ሳልሕ ኬክያ
ሳልሕ ኬክያ፡ ኣብታ ትግራይት፡ ብሊናን ትግርኛን ብዓብላሊ ዝዝረበላ ከተማ ከረን ብ1949 ማእከላይ

ጀነረል ዑቕበ ኣብርሃ
ዑቕበ ኣብርሃ እንግዳ ብ29 ሕዳር 1949 ኣብ ደቀምሓረ ከባቢ ሃዳሙ ተወሊዱ፤ ምስ

ጀርማኖ ናቲ
ጀርማኖ ናቲ፡ ኣብ ክራማት 2001፡ ካብቲ ተመዲቡ ዝሰርሓሉ ዝነበረ ዓሰብ ብመንግስቲ ተጸዊዑ

ጋዜጠኛ
ፍስሃ ዮሃንስ (ጀሽዋ)
ፍስሃ ዮሃንስ (ጀሽዋ)፡ ካብታ ሸሞንተ ውሉዳት ዝፈረየት ስድራቤት ኣቶ ዮሃንስ ገብረእግዚኣብሄርን ወይዘሮ

ጋዜጠኛ
ስዩም ጸሃየ
ስዩም ጸሃየ፡ ካብታ 12 ውሉዳት ዝፈረየት ስድራቤት ኣቶ ጸሃየ ወልደማርያምን ወይዘሮ ሮማ

ጋዜጠኛ
ዳዊት ኢሳቕ
ዳዊት ኢሳቕ፡ ብ28 ጥቅምቲ 1964 ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዓበየ። ኣብ ነሓሰ 1987

ጋዜጠኛ
ኣማኑኤል ኣስራት
ኣማኑኤል ካብታ ሸውዓተ ከብዳ ዝተበኰረት ስድራ ኣብ 1971 ኣብ ኣስመራ ምህራም-ጭራ ተወልደ።